ኣብ'ዚ ሰሙን ኣፍሪቃ ብዓይኒ ስእሊ

Published

ምርጫ ብሉጽ ስእልታት ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያንን እዚ ሰሙን ካብ መላእ ክፍለ-ዓለም።

ግብጻዊት ጓል ኣንስተይቲ ንኻልኣይ መዓልቲ መስርሕ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ግብጺ 27 መጋቢት 2017 ኣብ ቅድሚ ዓቢ ሃገራዊ ባንዴ ግብጺ፡ ካይሮ ደቡባዊ ሹብራ ኣል ካይማህ እንዳሳዕስዕት።
መግለጺ ስእሊ, ግብጻዊት ጓል ኣንስተይቲ ንኻልኣይ መዓልቲ መስርሕ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ግብጺ 27 መጋቢት 2017 ኣብ ቅድሚ ዓቢ ሃገራዊ ባንዴ ግብጺ፡ ካይሮ ደቡባዊ ሹብራ ኣል ካይማህ እንዳሳዕስዕት።
ገና ሳዕስዒት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ካልኣይ መዓልቲ - መርኣያ ጠለብ ቅልጡፍ ለውጥን ግቡእ ፕረዚደንታዊ ሓላፍነት ምፍጻም "ንሳተፍ" ዝብል መርሖ ነበርቲ።
መግለጺ ስእሊ, ገና ሳዕስዒት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ካልኣይ መዓልቲ - መርኣያ ጠለብ ቅልጡፍ ለውጥን ግቡእ ፕረዚደንታዊ ሓላፍነት ምፍጻም "ንሳተፍ" ዝብል መርሖ ነበርቲ።
ኮይኑ ግን ነቲ ቀንዲ ተቐናቓኒ ካብ ምርጫ ምዝላቕ ው'ውን ካብ ምህዳም ንምክልኻል፤ ኣብ'ቲ ቦታ ምርጫ ጽዑቕ ናይ ጸጥታ ሓለዋ ኣሎ።
መግለጺ ስእሊ, ኮይኑ ግን ነቲ ቀንዲ ተቐናቓኒ ካብ ምርጫ ምዝላቕ ው'ውን ካብ ምህዳም ንምክልኻል፤ ኣብ'ቲ ቦታ ምርጫ ጽዑቕ ናይ ጸጥታ ሓለዋ ኣሎ።
በቲ ካልእ ክፍለ-ዓለም ድማ፤ ዝሓለፈ ቀዳም ንዝተዋህበ ፍቓድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሰራልዮን ደገፎም ንምግላጽ ብዙሓት ሰባት ኣብ ኣፍደገ ዝለዓለ ቤት ፍርዲ ድሙቕ በዓል ክገብሩ ውዒሎም።
መግለጺ ስእሊ, በቲ ካልእ ክፍለ-ዓለም ድማ፤ ዝሓለፈ ቀዳም ንዝተዋህበ ፍቓድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሰራልዮን ደገፎም ንምግላጽ ብዙሓት ሰባት ኣብ ኣፍደገ ዝለዓለ ቤት ፍርዲ ድሙቕ በዓል ክገብሩ ውዒሎም።
ገለ ሰባት፤ ከም እዚኣ ሰበይትን ፡ ካልኦት ከምኣ ዝኣመሰሉን ኣብ ዓለም ዝደኸዩ 'ዩ ሰባት ብምህላውዎም መረጽቲ፡ ሕጹያት ዘምጽእዎ ተኣምራታዊ ምምሕያሽ ቁጠባዊ ለውጢ ብሃንቀውታ ይጽበዩ።
መግለጺ ስእሊ, ገለ ከም እዚኣ ሰበይት ዝኣመሰሉ ካልኦት'ውን ካብ ዓለም ዝደኸዩ 'ዩ ሰባት ብምህላውዎም፤ መረጽቲ ፡ ሕጹያት ዘምጽእዎ ተኣምራታዊ ምምሕያሽ ቁጠባዊ ለውጢ ብሃንቀውታ ይጽበዩ።
ቅድሚ ዝሓለፈ ቀዳም ምልቃቕ ስልጣን ፕረሲደንት ኢያን ክሃማ፡ ዝሓለፈ ሰሉስ፤ ባህላዉያን ሳዕሳዕቲ ቦትስዋና ናይ ስንብታ ምርኢት ኣቕሪቦም።
መግለጺ ስእሊ, ቅድሚ ዝሓለፈ ቀዳም ምልቃቕ ስልጣን ፕረሲደንት ኢያን ክሃማ፡ ዝሓለፈ ሰሉስ፤ ባህላዉያን ሳዕሳዕቲ ቦትስዋና ናይ ስንብታ ምርኢት ኣቕሪቦም።
መጽሄት ፕረሲደንት ቦትስዋና 27 መጋቢት 2017 ናብ ትወልዲ ቦትኡ እናኣተወ ዘሪኢ ስእሊ ዝሓዘት ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ።
መግለጺ ስእሊ, መጽሄት ፕረሲደንት ቦትስዋና 27 መጋቢት 2017 ናብ ትወልዲ ቦትኡ እናኣተወ ዘሪኢ ስእሊ ዝሓዘት ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ።
ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ግጥም ራግቢ እዚ ዝሓቖፈ'ዩ ኔሩ።
መግለጺ ስእሊ, ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ግጥም ራግቢ እዚ ዝሓቖፈ'ዩ ኔሩ።
ኣብ መወዳእታ ኣብ መዓልቲ ምድላው በዓል ዓለማዊ ሰበኽ-ሳግም ዝዳለወላ ዘሎ ድቡባዊት ምድረበዳ ሰሃራ ሞሮኮ መንእሰያት ብሰላም ኩዕሾ እግሪ ይጻወቱ።
መግለጺ ስእሊ, ኣብ መወዳእታ ኣብ'ታ መዓልቲ በዓል ዓለማዊ ሰበኽ-ሳግም ዝዳለወላ ዘሎ ድቡባዊት ምድረበዳ ሰሃራ ሞሮኮ መንእሰያት ብሰላም ኩዕሾ እግሪ ይጻወቱ።

ስእሊ ካብ ኤኤፍፒ፣ ሮይተርስ፣ ኢፒኤን ጌቲ ኢሜጅስን