ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ጽምብል በዓል ልደት እንታይ ይመስል?

Published

ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ኣብ መላእ ዓለም ልደተ-ክርስቶም የብዕሉ ኣለው። ሎሚ ዓመት ግን፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ውሑዳት ሰባት ዝተሳተፍዎ ጽንብል እዩ ተኻይዱ። ኣብ ምዕራባዊ ቤተ-ክርስትንያን ልደተ-ክርስቶስ ኣብ ታሕሳስ 25 ክበዓል እንከሎ፡ ኣብ ምስራቓዊት ቤተ-ክርስትያን ግን 7 ጥሪ ክበዓል እዩ።

ኣብ ኣውስትራልያ ልደተ-ክርስቶስ ዘብዕሉ ዘለው ሰባት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኣውስትራልያ ልደተ-ክርስቶስ ዘብዕሉ ዘለው ሰባት
ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ቫቲካን ውሑዳት ሰባት ዝተሳተፍዎ ቅዳሴ እናመርሑ
መግለጺ ስእሊ, ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ቫቲካን ውሑዳት ሰባት ዝተሳተፍዎ ቅዳሴ እናመርሑ
ጳጳስ ፍራንሲስ
መግለጺ ስእሊ, ጳጳስ ፍራንሲስ
ህንዲ፡ ቆልዑት ሸምዓ እናወልዑ
መግለጺ ስእሊ, ህንዲ፡ ቆልዑት ሸምዓ እናወልዑ
ፓኪስታን፡ ልደተ-ክርስቶስ ዘብዕሉ ዘለው ምእመናን
መግለጺ ስእሊ, ፓኪስታን፡ ልደተ-ክርስቶስ ዘብዕሉ ዘለው ምእመናን
ዓባይ ብሪጣንያ
መግለጺ ስእሊ, ዓባይ ብሪጣንያ
ዒራቕ ከተማ ባቕዳድ
መግለጺ ስእሊ, ዒራቕ ከተማ ባቕዳድ
እስጳኛ
መግለጺ ስእሊ, እስጳኛ

መሰል ዋንነት ስእሊ ዝተሓለወ እዩ