ኲናት እሰራኤል-ሓማስ፡ ስእላዊ መግለጺ ውዕሎ ሓሙስ

ኣባላት ስድራቤቶም ብደብዳብ እስራኤል ዝሞቱዎም ነበርቲ ቓዛ ኣብ መሪር ሓዘን
መግለጺ ስእሊ, ኣባላት ስድራቤቶም ብደብዳብ እስራኤል ዝሞቱዎም ነበርቲ ቓዛ ኣብ መሪር ሓዘን
Published
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ጃባልያ ዝተኻየደ ደብዳብ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ጃባልያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኣስታት 1000 ሰባት ቀቲሉን ኣቚሲሉን ክኸውን ይኽል'ዩ ተባሂሉ
ኣብ ስነስርዓት ቀብሪ ዝበኽያ ወተሃደራትን ቤተሰብን ፈተውትን
መግለጺ ስእሊ, ኣብታ ቁጽሪ ኣብ ውግእ ዝሞቱ ወተሃደራት ዝውስኹላ ዘለዉ እስራኤል'ውን ስነስርዓት ቀብሪ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ይፍጸም ኣሎ
ኣብ ከረን ሄርዝል ሎሚ ዝተፈጸመ ስነስርዓት ቀብሪ ሰርጀንት ሮይ ዳዊ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከረን ሄርዝል ሎሚ ዝተፈጸመ ስነስርዓት ቀብሪ ሰርጀንት ሮይ ዳዊ። ሓደ ካብቶም ኣብ ፈለማ ውግእ ብሓማስ ዝተቐትሉ ወተሃደራት እዩ
ብሓማስ ዝቖሰሉ ነበርቲ እስራኤል
መግለጺ ስእሊ, ኣብ እስራኤል ዝወደቐ ሚሳይላት ሓማስ ክልተ ሰባት ኣቚሲሉ
ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ቤተሰቦም ክፍትሑ ክጽወዑ ዝወዓሉ ነበርቲ ክፋር ኣዛ፡
መግለጺ ስእሊ, ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ቤተሰቦም ክፍትሑ ክጽወዑ ዝወዓሉ ነበርቲ ክፋር ኣዛ፡
ሓንቲ ካብቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ እስራኤላውያን ጓል 84 ዓመት ዲትዛ ሀይማን እያ። ጓላ ኔታ ሀይማን ሚና፡ ወላዲታን ካልኦት ንምፍታሕ "ምስ ሓማስ ብቐጥታ ክንዘራረብ ኣለና" ትብል
መግለጺ ስእሊ, ሓንቲ ካብቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ እስራኤላውያን ጓል 84 ዓመት ዲትዛ ሀይማን እያ። ጓላ ኔታ ሀይማን ሚና፡ ወላዲታን ካልኦት ንምፍታሕ "ምስ ሓማስ ብቐጥታ ክንዘራረብ ኣለና" ትብል
ግዳያት ጅሆ ክፍትሑ ዝጽውዕ ገጹ ዝተሸፈነ እስራኤላዊ
መግለጺ ስእሊ, ግዳያት ጅሆ ክፍትሑ ዝጽውዕ ገጹ ዝተሸፈነ እስራኤላዊ
ማይ ክረኽቡ ዝተኣከቡ ነበርቲ ቓዛ
መግለጺ ስእሊ, እታ ኣብ ዕጽዋን እገዳን ዝኣተወት ቓዛ ከቢድ ቀረባት ሕጽረት ማይ፡ መግብን ጸዓትን ኣጋጢሙዋ ይርከብ።
ኣብ ጎደናታት መግቢ ዝሰርሑ ነበርቲ
መግለጺ ስእሊ, ሓማስ ብ7 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍናዉ፡ እስራኤል ኣገደስቲ ቀረባትን ኣገልግሎታትን ከምዝቋረጽ ገይራ
ልዕሊ 20 ሽሕ ነበርቲ ቓዛ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕቆቡ ተገዲዶም ኣለዉ።
መግለጺ ስእሊ, ልዕሊ 20 ሽሕ ነበርቲ ቓዛ ኣብተን ብሕቡራት ሃገራት ዝካየዳ ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕቆቡ ተገዲዶም ኣለዉ።
ማይ ዝተሓረሞም ነበርቲ እታ ዞባ ኣካላቶምን ክዳውንቶምን ንምሕጻብ ናብ ባሕሪ ይኸዱ ኣለዉ
መግለጺ ስእሊ, ማይ ዝተሓረሞም ነበርቲ እታ ዞባ ኣካላቶምን ክዳውንቶምን ንምሕጻብ ናብ ባሕሪ ይኸዱ ኣለዉ
ማይ ዝደልዩ ቆልዑ ቓዛ
መግለጺ ስእሊ, ቅድድም ቆልዑ ቓዛ ጎሮሮ ንምትርካስ፡ ህይወት ንምድሓን
ሚሳይላት እስራኤል ናብ ቓዛ እናተወንጨፉ
መግለጺ ስእሊ, እስራኤል ኣብ ቓዛ እተካይዶ ዘላ ደብዳብ ካብ ወጋሕታ ጀሚራ ቀጺላቶ ውዒላ
ብሰንኪ ደብዳብ ዝዓነወ ህንጻታት ቓዛን መልኣኹ ዝሃደመ ጎደናታታን
መግለጺ ስእሊ, ብሰንኪ ደብዳብ ዝዓነወ ህንጻታት ቓዛን መልኣኹ ዝሃደመ ጎደናታታን