ስእሊ፡ ሓድሽ ዓመት 2025 ኣብ መላእ ዓለም ብድምቀት ተኸቢሩ

ከተማ ሲድኒ ኣውስትራልያ
መግለጺ ስእሊ, ከተማ ሲድኒ ኣውስትራልያ
Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ

ዓለም ን2024 ክትፋነዋን ን2025 ድማ ብሪችት፣ ምርኢትን ብጸሎትን ተቐቢላ።

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት ነቲ ሓድሽ ዓመት ከመይ ከም ዝተቐበልዎ ብስእሊ እንሆ፤

ፕረዚደንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ቅድሚ እቲ ኣብ ቤጂንግ ዝተኻየደ ጽምብል መደረ ኣስሚዖም።
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ቻይና ሺ ዢንፒን ቅድሚ እቲ ኣብ በይጂን ዝተኻየደ ጽምብል መደረ ኣስሚዑ
ኣብ ቻይና ከተማ ጂሊን ን2025 ንምቕባል ዝተኻየደ ምርኢት ርሺ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ቻይና ከተማ ጂሊን ን2025 ንምቕባል ዝተኻየደ ምርኢት ርቺት
ኣብ ታይዋን ታይፐ ዝተኻየደ ምርኢት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ታይዋን ታይፐ ዝተኻየደ ምርኢት
ኣብ ሲንጋፖር ዝተኻየደ ምርኢት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሲንጋፖር ዝተኻየደ ምርኢት
ኣብ ብራዚል ከተማ ዲጀነሮ ዝተኻየደ ምርኢት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ብራዚል ከተማ ዲጀነሮ ዝተኻየደ ምርኢት
ከተማ ለንደን
መግለጺ ስእሊ, ከተማ ለንደን