እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቀጥታ , ዓለምለኻዊ ጉባኤ ለውጢ ኵነታት ኣየር ብዘይፍረ ተበቲኑ
ሕቡራት ሃገራት ኣብ አንገዶ ጉባኤ ለውጢ ኵነታት ኣየር `ኮፕ 31` ዝተሳተፋ ሃገራት፡ ኣብ ጉዳያት ነዳድን ፋይናንስ ዝጸንሐን ፍልልይ ከጽብባ ብዘይምኽኣለን ኣብ ስምምዕ ክበጽሓ ከም ዘይከኣላ ተገሊጹ።