BBC News, ትግርኛ - መእተዊ ገጽ

ቀጥታ,
ናብ ወርሒ ዝተወንጨፈት ታሪኻዊት ኣርተሚስ 2 ፍሉይ ተልእኾኣ ጀሚራ

ናሳ ዝሰርሓ መንኰርኰር ኣርተሚስ 2 ናብ ወርሒ ተወንጪፋ። ድሕሪ ፍርቂ ዘመን ንፈለማ እዋን ጠፈርተኛታት ናብ ወርሒ ብምስዳድ፡ ኣብዚ ግዜ’ዚ ኣብ ጥቓ ወርሒ ዑደት ተካይድ ኣላ። ጠፈርተኛ ሪድ ዋይዝማን ክብገሱ ከለዉ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ "ምእንቲ ኵሉ ወድ-ሰብ ኢና ንኸይድ ዘለና፡" ኢሉ።

ዜናታት

ኢንተርነት ዳታ ብምዕቃብ ትሕዝቶታት ቢቢሲ ትግርኛ ብቐሊሉ ኣንብቡ።

ዳታ ንምዕቃብ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍ ጥራይ ኣንብቡ።

ከይሓልፈኩም

ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዋትስኣፕ ቻነል

ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዩቱብ

ትንታነ

ኣዘራረብቲ ዛዕባታት

ሳይንስን ጥዕናን

መዛነዪ

ዝያዳ ዝተነበ