መርሓባ ተኸታተሊ ቢቢሲ ትግርኛ
ብሩኽ ቀዳመ-ሰንበት፡ ናይ ስራሕን ዕረፍትን ቅንያት ይግበረልኩ።
ኣብዚ ቀጥታዊ ፈነወና፡ ዜናን እዋናዊ ሓበሬታን ከነቕርበልኩም ኢና ተኸታተሉና። ብተወሳኺ፡ ኣብ ኵሉ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢታትና መድረኻት ተዛወሩ - ዝተፈላለየ ኣገደስቲ ትሕዝቶታት ክትረኽቡ ኢኹም።
ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ ካብ ኣመሪካ ምስ ዝመጽአ ጕጅለ ብምዃን፡ ን45 ሕሙማት ዕዉት ናይ መንከስን ገጽን መብጣሕቲ ከም ዝተኻየደ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ጸብጺቡ።