“ሕደጾታዊ ብምዃነይ ዝተወልድኩላ ሃገር ስለእትኣስረኒ ስደት ክመርጽ’የ”

መግለጺ ቪድዮ, “ሕደጾታዊ ብምዃነይ ዝተወለድኩላ ሃገር ስለእትኣስረኒ ስደት ክመርጽ’የ”
“ሕደጾታዊ ብምዃነይ ዝተወልድኩላ ሃገር ስለእትኣስረኒ ስደት ክመርጽ’የ”
Published

ባይቶ ጋና ኣብ ልዕሊ ሕደጾታውያን ዘቕነዐ ተሪር ሕጊ ስለዘጽደቐ፡ ኣብቲ ዓዲ ዝነብሩ ሕደጾታውያን ተሻቒሎም ኣለዉ። እቲ ሕጊ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም እታ ሃገር ኣሉታዊ ጽልዋ ከምዝህልዎ ይግለጽ ኣሎ።