"ወለደይ ከምዝኸማይ ክሕጎሱ'ዩ ትምኒተይ" ኣትሌት ጎይተቶም

መግለጺ ቪድዮ, "ወለደይ ከምዝኸማይ ክሕጎሱ'ዩ ትምኒተይ" ኣትሌት ጎይተቶም
"ወለደይ ከምዝኸማይ ክሕጎሱ'ዩ ትምኒተይ" ኣትሌት ጎይተቶም
Published

ጎይተቶም ገብረስላሰን ኬንያዊት ኮሪርን ንነዊሕ ኪሎሜትራት በይነን ተፈልየን ነቲ ውድድር ብምቕላስ ቀዳመይትን ካልአይትን ኮይነን ውድድረን ዛዚመን።