ካብ ዋዕላ ሩስያ ኣፍሪቃ እንታይ ትጽቢት ይግበር?

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ዋዕላ ሩስያ ኣፍሪቃ እንታይ ትጽቢት ይግበር?
ካብ ዋዕላ ሩስያ ኣፍሪቃ እንታይ ትጽቢት ይግበር?
Published

ልዕሊ 40 መራሕቲ ሃገራት ይሳተፍሉ ከምዘለዉ ዝእመነሉ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ኣብ ሴንት ፒተርስበርግ ይካየድ ኣሎ። ካብቲ ዋዕላ እንታይ ትጽቢት ከምዝግበር ጋዜጠኛ ቢቢሲ ቤቨርሊን ፕሪያልን ዝሃብዎ ትንታነ ይስዕብ።