መዓልቲ ናጻ መካይን ቁጽሪ ስፖርተኛታት የብዝሕ'ሎ

መግለጺ ቪድዮ, መዓልቲ ናጻ መካይን ቁጽሪ ስፖርተኛታት የብዝሕ'ሎ
Published

ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ ካብ ሕሉፍ ሕሉፍ 2018 ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ በብወርሑ ሰንበት ካብ መካይን ናጻ ዝኾነ መዓልቲ ክህሉ ምእዋጁ ዝዝከር እዩ። ከም ውጽኢቱ ድማ ቁጽሮም ዘይነዓቕ ዜጋታት እታ ሃገር ኣካላዊ ምንቅስቓስ ክገብሩ ዕድል ከምዝሃቦም ይግለጽ ኣሎ።