ኣብ ዓለምና እቲ ዝነውሐ ዕድመ ኣብ ሓዳር ዝፀንሑ መጻምድቲ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ዓለምና እቲ ዝነውሐ ዕድመ ኣብ ሓዳር ዝፀንሑ መጻምድቲ
Published

እዞም መጻምድቲ ኣብ 1937 ዝተመርዓዉ ኮይኖም፤ ን80 ዓማታት ኣብ ሓዳሮም ይርከቡ